menu

ንዕለት 14/09/2023 ሰዓት 9፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ርእሲ ከተማ ካናዳ


ሰላም ኣሕዋት ንዕለት 14/09/2023 ሰዓት 9፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ርእሲ ከተማ ካናዳ ዝኾነት ኦታዋ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ተዳልዩ'ሎ ብሰንኪ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣሕዋትና ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ክለተ መስከረም ዝወረደ ኢስብኣዊ ግህሰትን እቲ ንዓመታት ብሰንኪ ሶንኮፍ ኣታሕዛ መንግስቲ እስራኤል ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ሓደጋ ዝርከብ ሓየት መንእሰይና ድምጺ ክንኮኖ ፍታሕ እውን ክረክብ ብዝብል ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ እስራኤል ኣብ ካናዳ ዓቢ ሰልፊ ኣዳሊና ኣለና። ኣብዚ ዕለት ዝተርፍ ሰብ ክህሉ ኣይግባእን እቲ ምንታይ መንእሰይ እስራኤል ዋጋ ከፉሉ'ዩ ሕጂ ግን ሪጋና'ዩ።  ዓለም ለኻዊ ሰልፊ እውን'ዩ ኣብ ተማሳሳሊ ዕለትን ሰዓትን እውን ኣብ ዋሽንግቶን ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ዝተፋላለያ ሃገራት ኣውሮጳን እውን ክካየድ'ዩ።


መንእሰይ ግዜኻ'ዩ ሎሚ💙💙💙

Comments


Hi! We warmly welcome your valuable opinions in the comment section below! Login

እዋናዊ ጽሑፋት


መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ጉዳይ ብፈስቲቫል ዝተመኽነየ ናይ ባእስን Read more

schedule July 19 2023

24 ጉንበት ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉይ ታሪኽ ዘንጸፈት ዕለት ኢያ። Read more

schedule July 20 2023

(OEU) statement on the Current Armed Conflict goin Read more

schedule July 20 2023

ጋዜጣዊ መግለጺ ማእከላይ ባይቶ ው.ሓ.ኤ Read more

schedule July 20 2023

ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝበኣሰ!! Read more

schedule July 21 2023

መግለጺ ❼ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን Read more

schedule August 29 2023