ማዕከናት ዜና እስራኤል ስግኣተን ይገልጻ
ማዕከናት ዜና እስራኤል ስግኣተን ይገልጻ
ሽሞሪም ዝተባህለ ማዕከን ዜን ብደገፍቲ ኢምባሲ ኤርትራ ተዳልዩ ዘሎ ጽንብል ከቢድ ሓደጋ ከም ዘኸትል ምስ ነዚ ኩነታት ጥቡቕ ምክትታል ዘለዎም እስራኤላውያንን ኤርትራውያንን ኣብ ዘካየደቶ ዝርርብ ገሊጻ። ፕሮፈሰር ጋልያ ዛባር ፣ ብዓልቲ ሞያ መጽናዕትን ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ኣብ ዝሃበቶ መብርሂ "እቲ ወኪል ስርዓት ህግደፍ - ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ብዝገብሮ ጭካነ ድሕሪ ሰሜን ኮርያ ካልኣይ ደረጃ ዝሓዘ ኢዩ። ኤምባሲ - ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ውድቡ ብምዕዳም ነቲ ዝሃደሙሉ መንግስቲ ንምጽንባል'ዩ።" ኣብዚ በዓላት ዝኣቱ ብሓቂ ሓታቲ ዑቕባ ከምዘይኮነ ንጹር እዩ" ትብል።
ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል መምህርን ተቓላሳይን ዝኾነ በርሀ ጠዓመ ብወገኑ "ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ጀርመን፡ ሽወደን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣመሪካን ካናዳን ተመሳሳሊ ፍጻመታት ተፈጺሙ፡ ኩሎም ድማ ኣብ... ዕንወትን ከቢድ ዓመጽን ዘጋጥም ምዃኑ’ዩ። ካብኡ ብዝገደደ ኣብዚ ኣብ ጎደናታት ሬሳታት ክህልዉን ኣባላት ፖሊስ ክጉድኡን ኣይንደልን። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓመታት ከም ዝተመኮርናዮ፣ ኣብዚ ሓንሳብ እንተ ድኣ ኣጋጢሙ፡ ፖሊስ ነቲ ኩነታት ክቆጻጸሮ ከምዘይክእል ንፈልጥ ኢና። ኣብ ከምኡ ኩነታት፡ እቲ ዓመጽ ናብ ካልእ ኤርትራውያን ዝነብሩሉ ከባቢታትን ሃገራትን ክዝርጋሕ ክትዕዘቡ ኢኹም" ክብል የጠንቅቕ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
https://www.shomrim.news/hebrew/eritrean-refugee
Comments
እዋናዊ ጽሑፋት
.jpg)
መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ጉዳይ ብፈስቲቫል ዝተመኽነየ ናይ ባእስን Read more
schedule July 19 2023
.jpg)
24 ጉንበት ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉይ ታሪኽ ዘንጸፈት ዕለት ኢያ። Read more
schedule July 20 2023
.png)
(OEU) statement on the Current Armed Conflict goin Read more
schedule July 20 2023

ጋዜጣዊ መግለጺ ማእከላይ ባይቶ ው.ሓ.ኤ Read more
schedule July 20 2023
.png)
ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝበኣሰ!! Read more
schedule July 21 2023
.png)
መግለጺ ❼ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን Read more
schedule August 29 2023
Hi! We warmly welcome your valuable opinions in the comment section below! Login